Sol Entertainment / ሶል ኢንተርተይንመንት

28/05/2026

ዋንነት ደርፊ ተጋዳላይ ከያኒ ፀጋይ ትኩእ ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ

23/05/2026

Rahel Haile – WENAM - New Tigrigna Music 2026 (Official Music Video)- ወናም-ራሄል ሃይለPlease Make sure to like & subscribe to BRIDGE SOUNDS Youtube and turn on...

♥♥♥
19/05/2026

♥♥♥

16/05/2026

ሰላማት ደቂ ዓደይ ❤🙏

ዶ/ር ኣክሊሉ ውበት ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዉ 40 ብሉፃት መራሕቲ ፋይናንስ ሓደ ተባሂሎም ተመሪፆምፕሬዝዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ባንኪ ወጋገን ዝኾኑ ዶ/ር ኣክሊሉ ውበት፣ ከም ኣቆፃፅራ ፈረን...
19/04/2026

ዶ/ር ኣክሊሉ ውበት ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዉ 40 ብሉፃት መራሕቲ ፋይናንስ ሓደ ተባሂሎም ተመሪፆም

ፕሬዝዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ባንኪ ወጋገን ዝኾኑ ዶ/ር ኣክሊሉ ውበት፣ ከም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ብ2026 ኣብ ኣፍሪካ ብሉፃት ተባሂሎም ካብ ዝተመርፁ 40 ላዕለዎት መራሕቲ ፋይናንስ (Africa’s Top 40 Finance Leaders) ሓደ ብምዃን ዓብይ ኣፍልጦ ተዋሂብዎም ኣሎ።

እዚ ንዶ/ር ኣክሊሉ ዝተዋህበ ክብሪ፣ ንባንኪ ወጋገን ብስትራቴጂካዊ ኣረኣእያን ብርቱዕ ትካላዊ ዓቕምን ብምምራሕ ኣብ ዕብየት እቲ ባንክን ኣብ ምድንፋዕ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያን ዘርኣይዎ ልዑል ተወፋይነት ዘንፀባርቕ ምኳኑ ድማ ተገሊፁ።

ዶክተር ኣክሊሉ ውበት ነቲ ሽልማት 26 ሰነ 2018 ዓ.ም ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ከተማ ለንደን፣ ኣብ ታሪኻዊ ኣደራሽ ሃውስ ኦፍ ሎርድስ ኣብ ዝካየድ "ፎረም መራሕቲ ፋይናንስ ኣፍሪካ" ከምዝቕበሉ ድማ ንምፍላጥ ተኻኢሉ።

Address

Addis Ababa

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sol Entertainment / ሶል ኢንተርተይንመንት posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Sol Entertainment / ሶል ኢንተርተይንመንት:

Share